Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና።

ሩሲያ ሕቶ ሓገዝ ኣፅዋራት ኲናት ንቻይና ኣቕሪባ ክትብል ዋሽንግተን ምዝራባ ይዝከር።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣሜሪካ ካብ ሩሲያን ዩክሬንን ቅልውላው ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክብሉ ኮኒኖም።

እቲ ሓበሬታ መሰረት ከምዘይብሉ አውን ሓቢሮም ክብል ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.