ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን “ኣሚኮ ህብር” ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነወ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን “ኣሚኮ ህብር” ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነውኡ ብዕሊ ኣጀሚሩ።
እቲ ቻናል፥ ብቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛ ፣ ትግርኛ፣ ዓፋርኛ፣ ህምጣና፣ ጉምዝኛ፣ ኣዊኛ፡ እንግሊዝኛን ዓረብኛን ሓበሬታ ንተመልከትቲ ዘብፅሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን “ኣሚኮ ህብር” ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ካብ ምምራቑ ብተወሳኺ ሬድዮ ኣምሓራ ዝተመስረተሉ መበል 25 ዓመት እናኽበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፣ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልና ክልልን፣ ኣቦታት ሃይናማኖትን ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ተረኺቦም።
ብይስማው ኣደራው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።