Fana: At a Speed of Life!

ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊ ኣብ ርኽክብ ስልጣን  ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ያበሎ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኬኒያን ኣብ መበል 72 ርኽክብ ስልጣን  ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ከተማ ያበሎ ኣትዮም።

እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ያበሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.