Fana: At a Speed of Life!

“ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ “ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ውድድር ኣብ ባንኪ ኣቢሲንያ ብዘይወለድ ኣገልግሎት ባንኪ ዝተዳለወ ኢዩ።

መበገሲ ፋይናንስ ንዝሰኣኑን ሓሳብ ስራሕ ንዘለዎምን መናእሰይ ካብ 200 ሺሕ ክሳብ 1 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ዘውህብ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.