Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲን ተሳቲፎም።

እቲ ዓውደ ርእይ 29 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ኣብሙዚየም ሳይንስ ምኽፋቱ ይዝከር።

ብኣብርሃም ፈቀደ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.