Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መተሐራ ሽኮር ፋብሪካ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መተሐራ ሽኮር ፋብሪካ ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም።

እቶም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሎሚ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ናይ ሓደ ወርሒ ደመወዞም ምልጋሶም ኣፍሊጦም።

ብተወሳኺ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣካይዶም።

ኣብ ቀፃሊ እውን ንመከላከያ ሰራዊን ብዓይነት ይኹን ገንዘብ ዝገብርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ናይቲ ፋብሪካ ስራሕ መካየዲኣይተ ኣብዱል ኣዚዝ ዩሱፍ ተዛሪቦም።

ብጋሻው ኣርጋው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.