Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 እናሳለጡ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 የሳልጡ ኣለዉ።

እቲ መድረኽ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመተ 2012ን ኣብ ትልሚ ቀፃሊ እዋንን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ድሕሪ ለውጢ ጅማሮ ጉዕዞ ምዕባለ ብኸመይ ይኸይድ ኣሎ ዝብልን ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ንምንታይ ከምዝተፈጠሩን ከምኡ እውን ብኸመይ ተፈቲሖም ዝብሉ ዛዕባታት ትኹረት ክወሃቦም ኢዩ።

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ፖለቲካን ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ብዝምልከት ብዕምቆት ከምዝዝተየሉ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንም

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.