Fana: At a Speed of Life!

ኣሕመድ ሑሴን ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሕመድ ሑሴን (ማንጁስ) ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት፥ ኣሕመድ ሑሴን 1ይ ብምዃን ተሸላሚ ብር 1 ሚሊየን፣ ዮናታን ዳመነ 2ይ፣ ጌታቸው መስፍን 3ይ ከምኡ እውን ሰላማዊት ቦጋለ 4ይቲ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም፡፡

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ካብ ካልኣይ ክሳብ ራብዓይ ዝወፅኡ ተወዳደርቲ ንሕድሕዶም 200 ሺሕ ፍሉይ ሽልማት ኣበርኪቱሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.