Fana: At a Speed of Life!

ኣልጄሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልጄሪያ ምስ ኢትዮጵያ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፓርላመንታዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምእተጠናኽር ገሊፃ።

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ኣብ ዝምስረት ፓርላሜንታዊ ዲፕሎማሲዊ ጉጅለ ሓፈሻዊ ርክብ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሃመድ ላምኔ አባስ ኣካይዱ።

እተን ሃገራት ዘለወን ጠንካራ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ርክብ ክብ ንምባልን ኣብ ዓውዲታት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ንምስራሕ ኣልጄሪያ ባህጊ ከምዘለዋ እቶም ኣምባሳደር ገሊፆም።

ኣልጄሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ከምእተጠናኽር እውን ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.