Fana: At a Speed of Life!

ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ስምምዕነት ምትሕብባር  ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመሃዝቲ ስራሕ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ኣካይዶም።

እቲ ስምምዕነት፥ ኣሊባባ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ፈጠርቲ ስራሕ ቴክኖሎጂ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ብማሕበር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ድማ ሰልጠንቲ ብምምልማል ውፅኢት ንምግምጋም ዘኽእለ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ኩባኒያ ዝህቦ ስልጠና ንሰብ ዋናን ሰራሕተኛታትን ውሳነ ወሃብቲ ኣካላት፣ ፈጠርቲ ስራሕ፣ ትካላት ቴክኖሎጂ ኢዩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ዕላዊ ንምግባር ክእለት ዲጂታል ዘለዎ ዜጋ ምፍራይ ትኹረት ከምዝወሃቦ ሓቢረን።

እቲ ስልጠና ኣብቲ ዓውዲ ንዝተዋፈሩ ኢትዮጵያዊያን ብዝተፈለየ መገዲ ተወዳደርቲ ዝገብር ፈልጠት ዝጭብጥሉ ከምዝኾነ መዝራበን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.