Fana: At a Speed of Life!

ኢ/ር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም።

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕለት 15 ሰነ ንዝተሰዉኡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ቀዳማይ ዓመት ንምዝካር ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኢዩ ተኻይዱ።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 1200 ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.