Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ታከለ ምስ ኣምባሳደራት ኢንግሊዝን ኣውስትራሊያን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኢንግሊዝ ዶክተር አላስታይር ማችፌልን ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ብምድሃብ ተዛቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ ምንቅስቓስ ስራሕ ኣብ ምድላይን ምፍራይን መዓድንን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዝተወፈሩ ኩባኒያታት እተን ሃገራት ዘተኮረ ኢዩ።

እተን ኩባኒያታት ኣብ ኢንቨስትመንት መዓድን ኢትዮጵያ በስፍሓት ዝሳተፍሉ መገዲ ብዘምልከት እውን ዘተ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.