Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ መስኖን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ካብ ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመሰድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብፂሖም፡፡

ኣብቲ እዋን ዘተኦም ኣብ ክልተኣዊ፣ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ፣ ሓፈሻዊ ኩነታት ትግራይ፣ ኩነታት ውጥጥ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ምልዛቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ምስ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ ታሕተዎት ተፋሰስቲ ሃገራት ናይ ምጉዳእ ድሌት ከምዘይብላ ኣፍሊጦም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ክብተን ሃገራት ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ተመራመርቲ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ዝኾነት ትኹን ሃገር ፅዕንቶ ዘየሕድር ስትራቴጂ ምሕንፀፀ ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.