Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን መዓድን ኮይነን እናገልገላ ዝነበራ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን።

ኢንጂነር ሰናይት ኣብቲ ኮርፖሬሽን ቅድሚ ምግልጋለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት መንግስቲ ኮይነን እናገልገላ ከምዝነበራ ይፍለጥ፡፡

ሕልፈት ህይወተን ስዒቡ ድማ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዘነን ገሊፀን፡፡

እተን ከንቲባ ኣብ መግለፂ ሓዘነን፥ ንስድረአን፣ ፈተውቲን መሳርሕተንን ብሽመንን ብሽም እቲ ምምሕዳር ከተማን ምፅንዕናዕ ከምዝተመነያ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ፅሒፈን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.