Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ፕሮፌሰር ፒተር ታላስ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለውጢ ንብረት ኣየርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ምልዓሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.