Fana: At a Speed of Life!

ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም።

ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ፍርቂ ፍፃመ ዝኣትዋ ጋንታታት ዝፍለያሉ ናይ መልሲ ፀወታ ክካየዱ ኢዮም፡፡

ካብ ሞንጎ እዞም ፀወታታት ሓደ ዝኾነ ፀወታ ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ብዋና ዳይና ክመርሑዎ ኢዮም፡፡

ስለዝኾነ ድማ ነቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.