Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም።

እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣ ህንፀት ዘበናዊ  ላቦራቶሪን ወዘተ ብሓባር ንምስራሕ ኢዮም ተስማዕሚዖም።

ብቩድዮ ኮንፈረንስ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ጠንካራ ዲፕሎማሲያዊ ሕውነትን ኩለ መዳይ ስትራቴጂያዊ ምትሕብባርን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እተን ትካላት ኣብ ቀፃሊ ሰነድ ስምምዕነት ብምኽታም ርክበን በዝበለፀ ኣጠናኺረን ክምዝቕፅላ ምግላፆም ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.