Fana: At a Speed of Life!

ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ።

ፕሮጀክትታት እቲ ኢኒሼቲቭ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእሉ ቀጣናዊ በዓልዋናነትን ምትሕብባርን ምጉልባት ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘተ ተገይሩ።

ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዘለዉ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝረኣዩ ኣፈላላያት ንምፍታሕን ኣብቲ ቀጣና ዘለዉ ብድሆታት ብምፍታሕን ሃፍቲ መጥንኻርን ጠንካራ ሓድነት ምስጣርን ከምዘድሊ ተገሊፁ።

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣቦ መንበር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ማሪ ሎሬን ዝተመርሐ እቲ ኣኼባ፥ ንቀጣናዊ ሓድነትን ምዕባለን ልዑል ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ኢዩ ምባሉ ኣብ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.