Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተመራፂ ብምዃን ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ተሸላሚ ኮይኑ።

በቢዓመቱ ግልጋሎት ፖስታ ንዝህቡ ምዘና ዘካይድ ሕብረት ግልጋሎት ፖስታ ዓለም ኢዩ፡፡

ኢትዮ ፖስት ድማ ዝተቐመጠ መለክዒ ብምምላእ ናይ 2023 ሪጅን ኣፍሪካ ተመራፂ ግልጋሎት ዝህብ ብምዃን ተዓዊቱ፡፡

እቲ ሽልማት ምክትል ዋና መፃሚ ስራሕ ኢትዮ ፖስት ኣይተ ጋሻው መርሻ ምቕባሎም ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.