Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ንፈለማ እዋን ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ።

ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሪጅን ደቡብ ምብራቕ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ፡፡

ኣዳማ ሓዊሱ ከተማታት ቢሾፍቱ፣ ዱከም፣ ገላን፣ ሞጆን ኣዋሽ መልካሳን ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት ክኾና ኢየን፡፡

እቲ ኣገልግሎት ልዑል ኣገልግሎት ሞባይል ዳታት ኢትዮ ቴሌኮም ምጥቃም ዘኽእል ኢዩ፡፡

ኣብ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩን ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ተረኺቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.