Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ 5 መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ስሩዕ በዓል ገመድ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ብምሕዝነት ንምቕራብ ምስ ሓሙሽተ መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ።

ውዕሊ ዝወሰዱ ትካላት ድማ ”ዌብ ስፕሪክስ ኣይቲ ሶሉሽን” ፣ ”ቪቫ ቴክ ትሬዲንግ”፣ ”ዘርጋው ኣይ ኤስ ፒ” ፣ “ስካይ ኔት ኣይቲ ሶሉሽን”ን”ዱሌ ቢዝነስ ግሩፕን” ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ኢትዮ ቴሌኮምን ሓሙሽቲኦም መሓዙት ትካላትን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ንሰለስተ ዓማውቲ ዝፀንዕ ከምዝኾ ተሓሩ፡፡

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት እቶም ትካላት ስሩዕ ኢንተርኔት ልዑል “ባንድ ዊድዝ” ካብ ኢትዮ ቴሌኮም ብምውሳድ ኣብ ኩሎም ክፋላት ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዓማዊል ንሰለስተ ዓማውቲ ኣገልግሎት ክህቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.