ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት ወግዓዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት ወግዓዊ ገይሩ።
ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ሲኔት ሶፍትዌር ቴክኖሎጅስ ብምሕብባር ነቲ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ከምዝገበረ ተገሊፁ።
እቲ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ቅልጡፍን ኣተኣማማኒን ብዝኾነ መገዲ ግዘ ዓዳጊን ሸያጥን ምቑጣብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ዝውውር ገንዘብ ብምቅልጣፍ ከይዲ ዕዳጋ ኣተኣማማኒ ሰረት ንክህልዎ ዝገበር ኢዩ ተባሂሉ።
ብኣዲሱ ሙሉነህ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።