Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ግዘ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝሓሩዎ÷ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስፋሕ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ ኢዩ እቶም ፈልሲታት ናብ ጅቡቲ ተላኢኾም።

ክሳብ ሕዚ ብዝተሰርሐ ስራሕ ርብዒ ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተለገሱ እውን ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.