Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ፈተናታታ ሓሊፋ ሰላማ ናይ ምዕሳል ዓቕሚ ኣለዋ ኢልና ነኣምን ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘጋጠሙዎም ፈተናታት ሓሊፎም ኣፈላላዮም ፈቲሖም ሰላም ሃገሮም ብምዕሳል ናብ ንቡር ዝተረጋገዐ መንነታ ክምልሱዋ ኢዮም ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዣንግ ጁን ገሊፆም።

ኣምባሳደር ዣንግ ጁን፥ ኢትዮጵያ ጥበበኛታትን ዓቕሚ ዘለዎም ዜጋታትን ዘለዉዋ ሃገር ኢያ ኢሎም።

ብምዃኑ ድማ ኣብዚ ፈታኒ እዋን ዜጋታት ሓድነቶም ሓሊዮም ጠተው ክብሉ ኢዮም ዝብል እምነት ኣለና ክብሉ ገሊፆም፡፡

ኢትዮጵያዊያን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘጋጠሙዎም ኣፈላላያት ፈቲሖም ሰላም ሃገሮም ብምዕሳል ናብ ንቡር ዝተረጋገዐ መንነታ ክምልሱዋ ኢዮም ዝብል እምነት ኣለና እውን ኢሎም እቶም ኣምባሳደር።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.