Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዓውደ ርእይ ሌዘርን ጉባኤ ቆርበት ዓለምን ንክተተኣናግድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 12 ዓውደ ርእይ ሌዘርን ጉባኤ ቆርበት ዓለምን ንክተተኣናግድ ተሓሪያ ተባሂሉ።

ኣብ ንግዲን ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ዳይሬክተር ቆርበትን ጨርቃ መርቅን ኣይተ ዘሪሁን አበበ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ፈሪያት ውሽጢ ዓዲ ዘበረታትዕ መንቅስቓስ ይገብር ብምንባሩ ኢያ ክትሕረ ክኢላ ኢሎም።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ብምክያዱዓለም ለኸ ዕዳጋ ናብ ኢትዮጵያ ብምእታው ሃፍታትና ንዕዳጋ ንምቕራብ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

ካብ 50 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ እቲ ዓውዲን ልዕሊ 5 ሺሕ ተሳተፍቲን ኣብቲ ጉባኤ ከምዝሳተፉ ድማ ምዝራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.