Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና – ልኡኽ ፓኪስታን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣባላት ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ገሊፆም።

ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ፓኪስታን ኣባላት ልኡኽ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፓኪስታንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ኣባላት ልኡኽ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ገለፃ ዝተገበረ እንትኸውን÷ ኣብቲ ዓውዲ ንኽዋፈሩ ፃውዒት ምቕራቡ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

ኣባላት ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ብግደኦም÷ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ከምዝሰርሑ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.