Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና።

እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡

ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ኢትዮጵያ ብፀሃይነሽ ጁላ ሸቶ ንሞሮኮ 1 ን 0 ትስዓር እምበር÷ ብድምር ውፅኢት 2 ን 1 ተሳዒራ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ክትከውን ክኢላ፡፡

ቅድሚ ሰሙን ኣብ ሞሮኮ ዝተኻየደ ፀወታ ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ 2 ን 0 ተዛዚሙ ነይሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.