Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ካብ ዘጋጠማ ፀገም ንኽወፅእ ክንፅሊ ኢና – ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንምኽባር ካብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ኮኮሳ ዝመፅኣ ኢየን።

ኢሬቻ ደቂ ኣንስትዮ ከም ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ኣደባባይ ወፂአን ዝምረቓሉ ስለዝኾነ፥ ብፍሉይ ከምዝሪአኦ ተዛሪበን።

ፈጣሪ ንደቂ ሰባት ንኅሕሉ፣ ዝተዘርአ ንኽበቁል፣ እንስሳታት ቁፅሮም ንኅበዝሕ፣ መሬት ንኅትልምልም ዝሕተተሉን እዚ ንዝገበረ ኩሉ ዝምስገነሉን በዓል ከምዝኾነ እውን ኣብሪሀን።

ኩሉ ሰብ ኣብዚ በዓል ምስጋና እንተዝርከብ ከትርፎ ዝኽእል ፍቕሪን ሓድነትን ከምዝኾነ እውን ኣገንዚበን።

ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ፥ “ኢትዮጵያ ካብ ዘጋጠማ ፀገም ንኽወፅእ ክንፅሊ ኢና” ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.