Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ።

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ንኢትዮጵያ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት መበል 88 ሙሉ ኣባልነት ከምዝሃባ ተዛሪበን፡፡

ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ክአእለት ምዃና ብዙሓት ረብሓታት ከምዘለዉዎ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ገሊፀን፡፡

ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ምትእስሳር ኢንዱስትሪ ንምፍጣርን ኣብ ልምዓት ክእለት ምስ ካሊእ ክፋል ዓለም ልምዲ ንምልውዋጥ ከምዘኽእል ኣብሪሀን፡፡

ብዙሓት ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ልምዲታት ብምውሳድ ኣብቲ ዓውዲ እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕ ዝሐሸ ለውጢ ንምፃእን ምስ ካሊእ ዓለም ዕቤት ክእለት ማዕረ ማዕረ ንምስጓም ሰፊሕ ባይታ ከምዝፈጥር እውን ገሊፀን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.