Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ካብ ላቲን ኣሜሪካን ማእኸላይ ኤሽያን ዘለዋ ርክብ ንምስፋሕ ትሰርሕ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ላቲን ኣሜሪካን ማእኸላይ ኤሽያን ዘለዋ ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስፋሕ ትሰርሕ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኢትዮጵያ ምስ ኮሎምቢያን ፓኪስታን ዘለዋ ርክብ ፖለቲካ ንምጥንኻር ዲፕሎማሲያዊ ምንቅስቓሳት ይግበሩ ኣለዉ ኢሎም።

ምክትል ፕሬዝዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ኤሌና ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ይገብራ ኣለዋ ኢሎም።

እተን ምክትል ፕሬዚዳንት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳይ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ተዛሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.