Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ጉጅለ 77ን ቻይናን ትሳተፍ ኣላ፡፡

እቲ ጉባኤ ኣንግዲ፣ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት፣ ዘላቒ ልምዓት፣ ክሌማዊ ለውጢ፣ ምንካይ ድኽነትን ዲጂታል ኢኮኖሚን ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

134 ኣባል ሃገራት ኣብ ዝሓቖፈ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ÷ ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ሓድነት፣ ምትሕብባር፣ ማዕርነትን ሓበራዊ ቆራፅነትን ትኹረት ብምግባር ምኽክር ከምዝገብር ምግላፁ ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.