Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ።

ብማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሓማማት ኣፍሪካን ሚኒስቴር ጥዕና ዛምቢያን ዝተሰናደአ ዘጋጀው 33ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ኣብ ሉሳካ ምክያድ ጀሚሩ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እናተሳተፋ ከምዝኾና ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣፍሊጠን፡፡

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ፣ መውፃእቲ ሕጊን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብቲ ጉባኤ ተሳቲፎም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.