Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ኮንፈረንስ ልምዓትን ንግዲን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ።

እቲ ትካል ሐዚ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ፀብፃብ ኢንቨስትመንት መሰረት ብምግባር ምግላፁ ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓመት 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ከምዘንቀሳቐሰትን እዚ ድማ ብመንፅር 2020 እንትረአ ናይ 79 ሚኢታዊ ዕብየት ከምዘለዎ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.