Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ።

ኣብቲ ጉባኤ ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ይሳተፍ ኣሎ።

ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ስምምዐነት ጠመተ ብምግባር እቲ ጉባኤ ከምዝዝቲ ተገሊፁ።

እዚ ድማ እተን ኣባል ሃገራት ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሕግዝ ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.