Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ብዝገበርዎ ፃዕሪ ሽልማት ፋይናንስ ኢስላሚክ ዓለም ተሸላሚ ኮይኖም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ከም ሃገር እቲ ዓውዲ ንኹሉ ዝሓቖፈ ንምግባር ብዛዕባ ዝተጓዓዝናሎም ምዕራፋት እዚ ሽልማት ብምቕባለይ ክብሪ ይስመዐኒ” ኢሎም።

ብሓፈሻ ንምምሕያሽን ምዕባለን ኢንዱስትሪ ባንኪ ኢትዮጵያ ንዘበርከትዎ ልዑል ግደ ኢዩ እቲ ሽልማት ተበርኪቱሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.