Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ።

ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውዛ ፍራጎሶ ዘቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብምትሕብባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ንስራሕቲ ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን ቱሪዝም ደገፍ ቴክኒክ ንምግባር ፖርቹጋል ድልውቲ ከምዝኾነት እተን ኣምባሳደር ገሊፀን።

ዜጋታት ፖርቹጋል ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘለዉ መስሕባት ቱሪዝም እኹል ሓበሬታ ነክህልዎምን ዑደት ንክገብሩን ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.