Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ተሞክሮ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶሚኒካን ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ትካል ድጋፍ ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊላ፡፡

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል አቪዬሽን እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡

ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ÷ ኣብቲ ሲምፖዚዬም ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣብ ዘዕብዩን ዘዘምኑ ጉዳያትን ምኸክር እናተገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ብዙሓት ዓለም ለኸ ተሞክሮታት፣ ዓወታት ዓውዲ ኣቪዬሽን ከምኡ እውን መርኣያታት ዕቤት ናይ መፃኢ ዘበን ኣቪዬሽን ማሳያዎች እናቐረቡ ከምዝርከቡ ፀሪሖም፡፡

ኢትዮጵያ እውን ዘፈር ኣቪዬሽን ኣብ ዕቤት ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ዘሎ ኣስተዋፅኦ ብዝምልከት ዘለዋ ተሞክሮ ከምዘካፈለት ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.