Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን ከምዝተዛዘመ እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም፡፡

ኣብቲ ዓለም ለኸ መድረኽ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣቪዬሽን ንዕቤት ቱሪዝም ዘለዎ ኣስተዋፅኦ ጭቡጥ ተሞክሮታት ፍልፍል ብምግባር ልምዳ ክተካፍል ከምዝኸኣለት ኣብሪሆም፡፡

እዚ ተሞክሮኣ ብምርኣይ ብዙሓት ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ንዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብፋይናንስን ቴክኒክን ንምድጋፍ ቆራፃት ምዃኖም ከምዘረጋገፁ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.