Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ይሳተፍ ኣሎ።

ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ትሕብብረን ንምጥንኻር ዘኽአል ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ብምክልኻል ኢንዱስትሪ፣ ቴክኖሎጂን ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእለን መገዲ ዝኸፈተ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እተን ሃገራት ዓቕሚ ሰራዊተን ንምጉልባት ብጥምረት ንምስራሕን ሓደሽቲ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምትግባር ዘኽእል ኢዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎም ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ብሳይበር ምክልኻል፣ ሓይሊ ባሕሪን ድሕንነትን ከምኡውን ግብረ ራዕዲነት ምስ ህንዲ ብጥምረት ምስራሕ ከምእትደሊ እቶም ሚኒስትር ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.