Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ዝግበር ምትእስሳርን ልውውጥን ንግዲ ብምስላጥ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብዕምቆት ክግምገም ኢዩ ኢሎም።

ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካን ትግበራን ዘለዉ እወንታዊ ተመክሮታት ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሎም እውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.