Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር፥ “ካብ ዕዳ ምውፃእ፣ ዕቤት ምምዝጋብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካ ኣብ ዘሰናደአቶ ዓለም ለኸ መድረኸ ፓናል ዘተ ኢኮኖሚ ተሳቲፎም።

ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካ ገንዘብን ከምኡ እውን ውልቀ ተዋሳእቲ ዘፈር ፋይናንስን ካልኦት ትካላት ገንዘብን፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምፍታሕ ትገብሮ ፃዕሪ ንኽድግፉ ሓቲቶም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ካብ ባንኪ ዓለም ብተወሳኺ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ከምዝተሳተፈ እውን ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.