Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ዲፕሎማታት ኣብ ከይዲ ምውፃእ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ንዝገበርዎ ደገፍ አመስጊኖም።

ፕሬዚዳንት ባይደን እቲ ዛዕባ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ዲፕሎማታትን ሰድራን ዋሽንግተን ንምውፃእ ኣብ ዝተሳለጠ ኦፕሬሽን ኢትዮጵያ ንዝገበረቶ ደገፍ ምስጋና ኣቕሪቦም።

ቲቦር ናዥ ብግደኦም÷መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ድፕሎማታት ኣብ ምውፃእ ንዝገበረቶ ደገፍ አመስጊኖም።

ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ 11 መስከረም ኢትዮጵያ ንዩናይትድ ስቴትስ ድጋፍን ሓገዝን ምግባራ ኣዘኻኺሮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.