Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ኣካል ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ጅቡቲ መሓመድ ኣዋሌ ገሊፆም።

ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተበርከተላ 40 ሺሕ ፈልሲታት ምትካል ከምዝጀመረት እውን ኣብሪሆም፡፡

ኢትዮጵያ ጅቡቲ ሓዊሱ ንካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ኣካል ሓምለዋይ ኣሰር ምግባራ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ህዝቢታት ክልቲአን ሃገራት ኣሕዋት ኢዮም ዝበሉ እቶም ሚኒስትር፥ እቲ ዝተበርከተ ፈልሲ ታሪኻዊ ዝኾነ ርክብ ክልአን ሃገራት ዝበለፀ ከምዘጠናኽር ምግላፆም ግዘዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.