Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ኣብ ተርኪ ተኻይዱ።

ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ተርኪ ኣብ ዝርከብ ዞባታት ኢንዱስትሪ ዑደት ብምግባር ኣብ ዓውዲ ልውውጥ ልምዲ ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት፥ “ከምዚ ዓይነት ልውውጥ ልምዲ እዛ ሃገር ንእተዳሊዮ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ኢዩ” ከመዝተብሃለ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.