ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ውሕመ) ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።
ኣብቲ መግለፂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝሳለጥ እቲ ጉባኤ ኣብ 174 ኣጀንዳታት ከምዝዛተ ገሊፆም።
ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብቲ 55 ከምዝግለፅ ምዝራቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብመሰረት እዚ ቀዋሚ ሚስዮን ኢትዮጵያ ነቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ምድላው ከምዝገበረ ሓቢሮም።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ከምእትውከል እውን ተዛሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።