Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንሕርሻ ዝስማዕማዕ ከባቢ ዝተጎናፀፈት ሃገር ብምዃና ዝኾነ ይኹን ፍርምረ ክተፍሪ ትኽእል ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሕርሻ ዝስማዕማዕ ከባቢ ዝተጎናፀፈት ሃገር ብምዃና ዝኾነ ይኹን ፍርምረ ክተፍሪ ከምትኽእል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዎ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ነባር ዓይነታት ፍርምረ ዘሎ መፍረያይነት ምድንፋዕን ሓደሽቲ ዓሌታት ምትእትታውን ከምዝከኣልን ኣብሪሆም።

“ኢትዮጵያ ንሕርሻ ዝስማዕማዕ ከባቢ ዝተጎናፀፈት ሃገር ብምዃና ዝኾነ ይኹን ፍርምረ ክተፍሪ ትኽእል ኢያ” ክብሉ እውን ኣገንዚቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.