Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።

ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ዝወከለ ኣትሌት ጀነራል ብርሃኑ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.