Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ-ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ገሊፀን።

ኢንጂነር ኣይሻ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ሓዱሽ ዓመት ሰላምን ፍቕሪን ዝነገሰሉን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ዝዕወትሉን ንክኸውን ተመኒየን።

2014 ዓ.ም ብብዙሕ ፈተናታት ብምሕላፍ ብዙሓት ነገራት ዝተዓወትሉ ከምዝነበረ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ገሊፀን።

“ኣብ ሓዱሽ ዓመት ፀገማት ብምስጋር እወንታዊ ስራሕቲ እነሳኸዐሉ፣ ዝተጀመረ እንዛዝመሉን ሰላም እነንግሰሉን ክኸውን እምነ”  ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.