Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም።

ብምሰረት እዚ ንብዙሕ ዘበናት ወደብ ኣልባ ብምዃን ዝፀንሐት ኢትዮጵያ፥ ምስ ሶማሊ ላንድ ብመሰረት ዝገበረቶ ስምምዕነት ብሊዝ በዓልቲ ዋና ወደብ ከምዝኾነት ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.