Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ  ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ  ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ተስፋዬ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዳይሬክቶሬት ጀኔራል ምብራቕን ደቡብን ሃገራት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ኤሊፍ ኮሞሎኡ የን ተዛቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን መነግስቲ ንሰላም ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪን ባህጊን ኣብሪሆም።

ይኹን እንበር ህወሓት በቢእዋኑ ብዘርእዮ ተለዋዋጢ ቅዋም እቲ ፃዕሪ ሰላም ንድሕሪት ይጎቶ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.